ТОП просматриваемых книг сайта:
البجع البري – እታ ጓል በረኻ ማይ ደርሆ (عربي – تيجريني). Ulrich Renz
Учебная литература.Информация о книге
Название البجع البري – እታ ጓል በረኻ ማይ ደርሆ (عربي – تيجريني)
Год выпуска 0
isbn 9783739983684
Автор произведения Ulrich Renz
Жанр Учебная литература
Издательство Bookwire
Аннотация
كتاب الأطفال ثنائي اللغة (عربي – تيجريني) "البجع البرّي" لهانس كريستيان آندرسن ليست عبثاً واحدة من اكثر الحكايات قراءةً على النطاق العالمي وإنما هي قصة خيالية، تتناول المشاعر الدراما الإنسانية لدينا، مثل: الخوف، الشجاعة، الحب، الخيانة، الإنفصال والتلاقي. َدِيدْ: نَمَاذِجٌ لِلتَّلْوِينِ عَبْرَ رَابِطٍ فِي الكِتَابِ، يُمْكِنُ طِبَاعَةُ وَتنْزِيلِ رُسُومَاتِ الكِتَابِ وَتَلْوِينِهَا. ብ ኽልተ ቝንቃኣ ምጼሓፍ ናይ ቆልዕት (Arabic – ትግርኛ) «እታ ጓል በረኻ ማይ ደርሆ» ብ ህንስ ክርስትያን ኣንድረሰን ካብቶም ብጽቡቕ ምኽንያትን ኣብ ዓለም ብሰፉሑ ካብ ዝተነበባ ዛንታ ኢያ። ካብ ድራማ ናይ ደቒ ሰባት ዝተሰርሑን ዘተከሩን ነዚ ኣርእስቲ ንኽትዝርዝሮ ግዜ ገደብ የብሉን፣ ፦ ፍርሒ፣ ፍቅሪ፣ ጅግንነት፣ ክሕደት፣ ምፍልላይ ከሙኡውን ምርኻብ። እዛ ናይ ሕጂ ሕታም ብፍቅራዊ ዝተቀርጸት ብስእሊ ዝተሰነየት ኢያ። ኣንድርሰን ነዚ ዛንታ ን ቖልዑ ብዝጥዕምን ዝሰማመዓን መልክዕ እዩ ገሊጽዎ። እዚ ዛንታ ናብ ዝተፋላለዩ ቛንቛታት ተተርጊማ ኢያ ከሙኡውን ብኽልተ ዝተፋላለየ ቛንቛ ዝተጻሕፈ ሕታም መጽሓፍ ኣሎ።